This is the Trace Id: 2a9c8d70da3990047dde7dc3aa0065da
ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ሕለፉ Azure Copilot Windows Surface Xbox Outlook Accessories Microsoft AI Microsoft Security Azure Dynamics 365 Microsoft 365 for business Microsoft Power Platform Windows 365 Developer Center Documentation Microsoft Learn Microsoft Tech Community Microsoft Marketplace Visual Studio Software companies View Sitemap

Windows 8 ናይ ቋንቋ መንጎኛ ዕሽግ (LIP)

ናይ Windows 8 ናይ ቋንቋ መንጎኛ ዕሽግ (LIP) ኣብ Windows 8 ብብዝሒ ኣብ ጥቕሚ ናይ ዝውዕሉ ቦታታት ብኽፋል ዝተተርጎመ ናይ ተጠቃሚ መንጎኛ የቕርብ።

ኣገዳሲ! ካብ ታሕቲ ቋንቋታት ምምራጽ ናይ’ቲ ገጽ ትሕዝቶ ብምሉእ ብኡንብኡ ክቕይሮ እዩ።

  • ስሪት፦

    1.0

    ዝተሓተመሉ ዕለት፦

    26/7/2019

    ናይ ፋይል ሽም፦

    LIP_ti-ET-64bit.mlc

    LIP_ti-ET-32bit.mlc

    ናይ ፋይል ገዝፊ፦

    3.7 MB

    2.7 MB

    Windows ናይ ቋንቋ መንጎኛ ዕሽግ (LIP) ኣብ Windows ብብዝሒ ኣብ ጥቕሚ ናይ ዝውዕሉ ቦታታት ብኽፋል ዝተተርጎመ ሕታም የቕርብ። LIP ምስተጻዕነ፣ ኣብ ጠቢባት፣ ናይ ዝርርብ ሳጹናት፣ ኣማራጽታት፣ ናይ ሓገዝን ድጋፍን ኣርእስታትን ዝርከብ ጽሑፍ ብናይ LIP ቋንቋ ክርኣይ እዩ። ዘይተተርጎመ ጽሑፍ ብናይ Windows 8 መሰረታዊ ቋንቋ ክርኣይ እዩ። ንኣብነት፣ ዝገዛእኻዮ ናይ Windows 8 ሕታም ብስፓኒሽ ኮይኑ፣ ዝጸዓንካዮ LIP ካታላንኛ እንተኾይኑ፣ ሓድሓደ ጽሑፍ ብስፓኒሽ ክተርፍ እዩ። ኣብ ትሕቲ ሓደ መሰረታዊ ቋንቋ፣ ካብ ሓደ ንላዕሊ LIP ክትጽዕን ትኽእል ኢኻ። Windows LIP፣ ኣብ ኩሎም ናይ Windows 8 ሕታማት ክጽዓን ይኽእል እዩ።
  • ዝድገፉ ስርዓታት መስርሕ

    Windows 8

    • ንስርዓት ዘድልዩ ነገራት ንምርኣይ፣ ኣብዚ ጠውቕ

    • ቅድሚ ምጽዓን ዘድልዩ መምርሕታት ንምርኣይ፣ ኣብዚ ጠውቕ

    1. ምውራድ ንምጅማር ኣብዚ ገጽ ዘላ ናይ ምውራድ መጠወቒ ጠውቕ፣ ወይ ካብቲ ንታሕቲ-ወዳቒ ዝርዝር ካልእ ቋንቋ ምረጽ።
    2. ካብዞም ዝኽተሉ ሓደ ነገር ግበር፥
      • ምጽዓን ብቐጥታ ንምጅማር፣ ኣኺድ ጠውቕ።
      • ካልእ ግዜ ንምጽዓን ወራዲ ኣብ ኮምፒዩተርካ ንምቕማጥ፣ ኣቐምጥ ጠውቕ
    • ድሕሪ ምጽዓን ዘድልዩ መምርሕታት ንምርኣይ፣ ኣብዚ ጠውቕ

    • ዝፍለጡ ጸገማት ንምርኣይ፣ ኣብዚ ጠውቕ